ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ላዕለዋይ ኪኢላ ምዉዳድ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 16- 8 -26 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደ ከ/ስ/ ምም/ር መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ምዉዳድ ንብረት ብናይ ደገ ቁፃር ብናይ ደገ ዝዉዉር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዙይ መሰረት ነዚ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም |
ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ዘለዎ ሳፕላይስ ማናጅመንት Â ማናጅመንት ፐርቼዝንግ ሳፕላይ ማናጅመንት ኢኮኖሚክስ አካዉንቲንግ |
ተደላይይ ክእለት | መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለትን ፍልጠትን ዘለዎ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ |
ልምዲ ስራሕ | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ BA 7 ዓመት MA 5 ዓመት ንማስተርስ 4 |
መተሓሳሰቢ | ነቲ አብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መመዘኒ ሮቃሒ እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ናይ ምዝገባ ዕለት 27 /07/ 2008 ክሳብ 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት COC ዝምልከተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት በምልክታ ክግለፅ ዩ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1- 12 |