| ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ማሕበራዊ ልምዓት ስርዓተ ፆታን ኤች ኣይቪ ኤድስን ኦፊሰር woreda social development ,order and HIV Aids officer |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 20, 2008 |
| ቦታ | ቤት ፅሕፈት ሕ/ ገ /ልምዓት ወረዳ ወርዒ ለከ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕቲ ብኮንትራት ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዙይ ነቲ ረቀሒ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | MSc/BSc/BA in rural development /agricultural economics /management |
| ተደላይይ ክእለት | MSc/BSc/BA in rural development /agricultural economics /management |
| ልምዲ ስራሕ | MAÂ 4 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 1ይ ዲግሪ 6 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | ስራሕ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሕ/ ገ /ልምዓት ወረዳ ወርዒ ለከ ምዝገባ ዝካየደለሉ ዕለት ካብ ዕለት 14/ 07 /2008 ክሳብ 20 /07 /2008 ዓምኣብ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ቢሮ ልምዓት ሕርሻ ን ገፀርን ደ /ከ/ ስ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን ንቅድሚት ብካልእ ምልክታ ይግለፅ ዓይነት ፈተና ንፁሑፍ 100 ተወዳደርቲ ተማእእዎ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን Â ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ |