ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዘዉፅኦ ምልክታ መሰረት ዝዉዉር ቁፃርን ዝሓሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ዘሎዎ መደብ ስራሕ ክመልእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

Ssom it information technpolog:  ita  : computer science : mis : aost: techonology suon  asmts

ተደላይይ ክእለት

ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

1 ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ስራሕ ልምዲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ዋንኡ ዝተገናዘበ

2 ዉፅኢት ተኮር ናይ ቀረባ ናይ ክልተ ጊዜ

3 ካብ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ብቅዓት መረጋገፂ ወይ COC ወሲዱ ዝሓፈሉ መረዳእታ ከቅርብ

4 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለት 26/03/2012-03/04/2012ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ዳ/ዳ/ኣ/ስ/ሓ/ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 18 ኣብ ስራሕ ሰዓት

5 ምዝገባ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን 5ተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ

Share this Post:
ድሕሪት