ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ሕዳር 27, 2012 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 |
ቦታ | |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 00 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዘዉፅኦ ምልክታ መሰረት ዝዉዉር ቁፃርን ዝሓሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ዘሎዎ መደብ ስራሕ ክመልእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም |
ትምህርቲ ደረጃ | Ssom it information technpolog: ita : computer science : mis : aost: techonology suon asmts |
ተደላይይ ክእለት | ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን |
ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | 1 ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ስራሕ ልምዲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ዋንኡ ዝተገናዘበ 2 ዉፅኢት ተኮር ናይ ቀረባ ናይ ክልተ ጊዜ 3 ካብ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ብቅዓት መረጋገፂ ወይ COC ወሲዱ ዝሓፈሉ መረዳእታ ከቅርብ 4 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለት 26/03/2012-03/04/2012ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ዳ/ዳ/ኣ/ስ/ሓ/ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 18 ኣብ ስራሕ ሰዓት 5 ምዝገባ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን 5ተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ |