| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 30, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | መ.መ.ቑ 16-8-10 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብርክን ዓይነት ትምህርተ ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ
ስራሕ ልምዲ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና
|