ብነፃ ምልክታ ስራሕን ጨረታታት jobs@milkta.com ይልእኩ
ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን - ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
- : ዓርቢ ጥሪ 30, 2006 (ሓሊፉ)
- Print
- PDF
-
- ብስራሕ መደብ: ኣካውንቲንግ & ፋይናንስ
- ስራሕ ብርኪ (ፕሳ-መፕ-): ፕሳ-5
- ብዓይነት ስራሕ: ቐዋሚ
- መሃያ በስምምዕነት
- መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መ.መ.ቑ 16-8-10
- ብዝሒ 1
- ቦታ: መቐለ
- ብኣገልግሎት ዘመን: ጀማሪ
- ፆታ: ኣይፈልን
መብርሂ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።
ብርክን ዓይነት ትምህርተ
ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ
-
ብኣካውንቲንግ
-
ብማነጅመንት
-
ቢዝነስ ማነጅመንት
-
ብባንኪንድ ፋይናንስ
-
ብፐብሊክ ፋይናንስ
ስራሕ ልምዲ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና
-
ኣግባብ ዘለዎ ትምህርቲ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
-
ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20/05/2006 ክሳበ 30/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት
-
ሲ.ኢ.ሲ ዝምተመንክምሉ መረዳእታ ክህልው ኣለዎ
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ
-
ምዝገባ ቦታ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ህንፃ
ድሕሪት