ጀማሪ ኢንስትራክተር Animal Health

ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ
መብርሂ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴ/ሙ/ዉቅሮ ኣብ 2008 ዓ/ም ቀፂሎ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብመምህርነት አወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

B level Degree GPA :2 2.75

C level Degree

ተደላይይ ክእለት

Animal Healthtechnician

Assistant Veterinriyteeniean

COC Advanced Animal Health

ልምዲ ስራሕ

0 ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ
  • ወርሓዊ መሃያ : B level : 3015 , C level : 2350
  • መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብ ዕለት 07/ 08/ 2008 ዓ/ም- 14/08/2008 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 19/HRM/ ይከዉን
  • አመልክቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ይቀርቡ
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 18/08/2008 ዓ/ም ኣብ ዉቅሮ ሕርሻ ኮሌጅ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይከዉን
  • ናይ COC መረዳእታ ብመምርሒ መሰረት
  • ንዝደልይ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344430125 ይጠይቁ
Share this Post:
ድሕሪት