ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ ምልክታ አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲ : BSC ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : መካኒካል ኢንጅነር ወይ ዲዛይን ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ዲዛይን ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝሰረሐ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት :  ፕሮዳክሽን
ተወሳኺ ኣንብብ