ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት s/ማ/ጉዳይ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ትርከብ መኪና ግልጋሎት ዝከዉን ኣቅሑት ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ስተሰማረኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፕሪንተር ቀለም ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ ስፔር መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ፀፀር ንቡሎኬት መስርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደለየ ክጫረት ዝደሊትካል ካብዙ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ንብረታት ብጭረታ መልክዕ ክትሸይጥ ስለ እትደሊ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ንሕድሕድ ንብረት እትገዝእሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ገይርኩም እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15 ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልታት ናብ ቢሮ ቁፅሪ 304 ከተቕርቡ ንዕድም ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማረት መቀለ ምካኑ እናገለፅና እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምካኑ ንግልፅ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፀባ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ እዚ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:20 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
604
605
606
607
608
609
610
611
612
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (701)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(365)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(71)
ስራሕቲ ማይ(186)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(76)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3677)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (739)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2298)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1744)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(299)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(90)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(149)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(425)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1409)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1327)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1522)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(762)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(700)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (264)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(128)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (293)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1444)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (989)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(894)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(70)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (417)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(327)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (327)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(318)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)