ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ስራሕቲ ሕትመት /
ናይ ሕትመት ስራሕቲ ገፅ 109
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ገፅ 109
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ጨንፈት መኮኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ብጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእን ክነሕትም ስለ ዝደለና ካብ ዕለት 24 /06 /2008 ዓም ክሳብ 05 /07 /2008 ዓም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 25, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መኮኒ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፣ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፣ኤለክትሪክ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኮምፒተር አክሰሰሪ፣ ሕትመት፣ ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ናዉቲ ሕክምናን ፣ናዉቲ ፅሬት ፣ጨርቃ ጨርቅን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 22, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት፡ ናይ መኪና ጎማን ፡ባትርን ፡ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፡ስራሕቲ ሓፂነ መስኮት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮን ገዛን መላት ዉን ፈርኒቸር :ስፔር ፓርት : ኮምፒተር ላፕቶፕ ፋክስ ማሽን :ህንፃ መሳርሒ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደለየ ግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 16, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር፣ኤለከትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈትን፣ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኩሓ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኤለክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ፣መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ፣ቀወምቲ አቁሑትን ፣ኣቁሑ ኣብያተ ዕዮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝተመደበሉ መደበኛ በጀት ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ:
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ኤለክትሮኒክሰ ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ንምዕዳግ ካብ 4 ለካቲት ክሳብ 6 ለካቲት 2008 ዓም ዝተጋወሐ ምንባሩ ዝፍለጥ ዩ ሕዚ ግን መዕፀዉን መክፈትን ጨረታ 18 ለካቲት 2008 ዓም ተሪፉ ን 24 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3፡45 ዝተናወሐ ምካኑ ንሕብር
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብምድብ መቂሉ ብብረኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ናይ መደበኛ በጀት 2008 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት ፣ማሽናት ወይከዓ ኮምፒተርን ፕሪንተርን፣ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ንሕትመትን፣ኣናእሽተይ አቁሑትን ካልኦት አቁሑትን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
105
106
107
108
109
110
111
112
113
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (663)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2910)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (748)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2340)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (139)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(86)
ኦዲት ተዛማድኡን(98)
ሕርሻ (271)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1445)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(326)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(779)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1214)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1351)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1237)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(706)
ምግብን መስተን (312)
ኣቅርቦት ምግቢ (296)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (980)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1036)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (194)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (231)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (391)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(241)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (253)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(220)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (932)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1146)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(312)
ስራሕቲ ምልላይ (31)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (393)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (781)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(431)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(439)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (50)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (538)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(952)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (324)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(28)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(333)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (172)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (380)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(218)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (126)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(168)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(46)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)