ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

  1. ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 10 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 28 ለካቲት 2008 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ምዕዳግ ትክእሉ
  2. ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ከማልእዎም ዘለዎም ረቀሕታት
  3. ሕጋዉ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ምስክር ወረቀት መቅረባይነትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. መከበሪ ጨረታ ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙÂ ዝክእሉ
  5. ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ
  6. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
  7. ተጫራታይ ምስÂ ሰዓረ እንተዘይተስማዕሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ አይምለስን
  8. ጨረታ 28 የካቲት 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀተሪ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል