ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ግልፂ ጨረታ ገፅ 119
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ግልፂ ጨረታ ገፅ 119
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ማእከል ህንፃ ዕደጋ ከፀግን ስለዝደለየ ነዚ ስራሕ ብደረጃ 7 ን ልዕሊኢን ብርኪ ቢሲ ወይ እዉን ጂሲ ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዉቅሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:125000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:800.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ ኣብየት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ዩኒዲቢን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቪድዩ ካሜራ: ኮምፒተር :ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን :ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 06:02 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2016 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ እናዳባጉናዝረከባ ኣብያተ ፅሐፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሐፈት: ሃለቅቲ ቀወምቲን ንብረት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒት ሕትመትን :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ስራሕቲ ጣብያ ንግስት ሳባ ፍሉይ ሽም ከባቢ ጰጉሜ መናፈሻ ተፋሰስ ንምስራሕ ደረጃ 8 RC/GC ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ስራሕቲ ጣብያ ንግስቲ ሰባ ፍሉይ ሽሙ ከባቢ ጳጉሜን መናፈሻ ተፈሳስ ንምስራሕ ደራጃ 8 RC/GC ብርኪ ፍቃድ ናይ ንእሽተይ ትካላት ዘለዎ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስተራክሽን ብዉልቀ ወይድማ ብማሕበር ድኣንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ ናይ ህትመት መሳርሒን :ኮበርታን :መደልያታትን :ናይበሪ ቁልፍታትን ብፕርፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን: ኣቅሑት ቢሮ ማለት ዉን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 11:10 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ንዘፈር ሰራሕ ልምዓታዊ ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተመላእ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 08:45 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳታት ዞባታትን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፋለለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሮኒክስ: ፅሬት ኣቀሑት :ፈርኒቸራት: ናዉቲ ሕክምና: ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
115
116
117
118
119
120
121
122
123
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (646)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(183)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(73)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2859)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (733)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(612)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2285)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (135)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(83)
ኦዲት ተዛማድኡን(94)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1391)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(296)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(761)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(143)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(419)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1182)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1313)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (98)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(12)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1222)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(759)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (303)
ኣቅርቦት ምግቢ (281)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (967)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1020)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (192)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (227)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (386)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(181)
ፅገና ሞተርሳይክል(138)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(234)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (247)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(49)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(11)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (913)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1130)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(299)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (386)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(31)
መኪና ክራይ(429)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (763)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(415)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(429)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (491)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(868)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(68)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(316)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (375)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(213)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)