ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋ/ወይን

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ቁፅሪ ዝተሐደሰ መቅረባይ ሰርተፊኬት ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሕዳር ተወሳኪ አሴት ታክስ ዲክሬሽን ወይድማ ዕላዊ ሰነድ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ እሰፔስፊኬሽን ወይድማ ተመን ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈትና ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ምድሪ ቁፅሪ 8 ካብ ዕለት 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ንሕድሕ ዘርፊ ዘይምለስ 100  ቅርሺ ብምክፋለ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ መክብሪ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብር 30000 / ሳለሳ ሽሕ / ብመልክዕ ጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መዘዚ ክፈሊ ቼክ ኣብ ኩነታት ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ወይድማ መዘዚ ገነዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል ወይድማ እትክእል

4 ጨረታ መከበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብር 10000 /ዓሰርተ ሽሕ /ብመልክዕ ጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ወይድማ መዘዚ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል ወይድማ እትክእል

5 ንብረት ብናይ ባዕሉ ወይድማ ባዕላ ትራስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ንብረት ክፍሊ ከረክብ ዝክእል ወይድማ እትክእል

6 ናይ ኤሌክትሮነክስ ኣቅሑት ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 8 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 8 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ተዘይተረኪቦም እዉን ኣብ ዘይለዉሉ ምክፋት ዝከኣል ምካኑ ርዱእ እዩ

7 ብተወሳኪ ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሒ ዝክፈተሉ ዕለት 9 ጥሪ 2016 ዓም 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ተዘይተረኪቦም እዉን ኣብ ዘይለዉሉ ምክፋት ዝከኣል ምካኑ ርዱእ እዩ

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ማለት ድማ ዋናን ሐደ ኮፒን ብዝተዓገ ፖስታ ማሀተም ገይሮም ከቅርቡ አለዎም

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ኣደራሸና ጉና ህንፃ ልዕሊ ኣክሱም ሆቴል ዝርከበ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404767 0914772175