ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን ገፅ 19
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን ገፅ 19
ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ጀነሬተር ማላት እዉን ዲዝል ፓወር ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ድዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ኣብ ማእከል ኣስፋልት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሸራሮ ናይ ጎደና መብራህቲ ንምፅጋን ፍልፍል በጀት መንግስታዊ መፍለይ ኮድ ዕዳጋ ሸራሮ /WC/NTF/21/12 ብደኣንት ተወዲቦም ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቂቅ መንገዲ ፍቃድ ናይ አሌክትሪፊኬሽን ዘለኩም ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዓብይ ጀነሬር ፣ ናይ ክሽነ ኣቅሑት፣ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ፍራሽን ትርኣስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ ለ 10units of bulk cement tanker የሚዉል ግብኣቶች (component and accessories) በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘረዝሩትን መስፈርት የምታሟሉ ተወዳዳሪዎችን እንድትሳተፉ ኩባንያውን በኣክብሮት ይጋብዛል።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:300.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ፣ጀነሬተርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዉቅሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝ/ዩ ኣብያተ ፅ/ታት ንናይ ዝ/ዩ ሞተር ሳይክላት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ማእከላይ ከተማ መቐለ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ስፔር ፣ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
15
16
17
18
19
20
21
22
23
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (663)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2905)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (744)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2334)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (139)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(86)
ኦዲት ተዛማድኡን(98)
ሕርሻ (271)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1445)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(324)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(777)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1211)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1348)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(120)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1237)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(706)
ምግብን መስተን (309)
ኣቅርቦት ምግቢ (293)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (979)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1033)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (194)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (231)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (390)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(239)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (253)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(218)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (931)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1144)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(311)
ስራሕቲ ምልላይ (31)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (393)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (777)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (50)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (533)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(939)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (323)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(27)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(332)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (172)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (378)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(216)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(45)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)