ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ግብሪ መክፈሊማለት እዉን ቲን ናምበር፣

2 ቁፅሪን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክርን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝርዝር ሒሳብ ዘወራረደሉ

3 ናይ መቅራባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ

4 ቢሮና 20ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምንካይ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

6 እቲ ጨረታ ዝፀንሓሉ ካብ 03/06/2012ዓ/ም ክሳብ 19/06/2012ዓ/ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በዚ ዕለት 4፡30 ሽዑ ንሽዑ ክርከቡ ዝደለዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 09   ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 40 28 01/ 03 42 40 70 26