ማእከል ባዩ ቴክኖሎጂ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ

1 ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ከማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት ፣ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈሉ ምኻኖም ዘረጋግፅ ካብ በዓል መዚ እቶት ዝተወሃበ ምስክር ወረቐት ክሊራንስ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊነት ግብሪ ቲን ናምበር ናይ ተወሳኪ እሴት ግብሪ /ቫት/ ምዝገባ ምስክር ወረቐት

2 ናይ ጨረታ ተሳተፍቲ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/04/2012 ጀሚሩ ክሳብ ጨረታ መኽፈቲ 21/04/2012 ዓ/ም ኩል ግዜ ብስራሕ ሰዓት

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፋይናንሻል ሰነዶም ብስምዒ በዘተዓሸገ ክሳብ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዝተዓፀየሉ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ዉሕሰና 5000 ብር ብባንኪ ዝተመስከረሉ ስፒኦ ኣተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ኮነ ሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስቁ 03442 410547/ 0914733207