ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 ብናይ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኪራይ መኪና  ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይ ሰርቲፊኬት ቲን፣ቫት ዝተመዝገበን ናይ ጥቅምቲ ዲክሌር ዝገበረ

2 መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ሽሕ ብዝኮነ ንግዲ ባንኪ ብሲፒኦ ዝተረጋፀ ቼክ ወይ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ cpo ከቅርብ ዝክእል  25.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፡፡

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 25/03/2011ዓ/ም ክሳብ 09/04/2012ዓ/ም 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ይከውን :: እዙይ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ አዋን ምክፋት ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ዘኣተወ ፖስታ ከይተከፈተ ዝምለስ የለን::

4 እቲ ጨረታ ካብ ዝክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን45 መዓልቲ ይከውን::

5 ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓደ ሓቂ ፊት ንፊት ቤት ትምህርቲ ካቶሊክ እንዳ ባ ገ/ሚካኤል ዝርከብ ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን እዩ::

6 እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-403254 ምድዋል ይከኣል