ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ

4 ሊቪረ ከቅርብ ዝክእል ፣ ናይ ዘመኑ ኢንሽራን ዝኣተወሉን ዘሐደሰሉን ፣ ብሓደ ሊትር እትጓዓዝ ኪሎ ሜትር ብኑፁር ከቅርብ ዝክአል

5 ዕድመ እታ መኪና ትሕቲ 10 ዓመት ኮይና ኣብ ፅቡቀ ደረጃ ትርከብ ምካና መረዳእታ ዘቕርብ ፣ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ እታ መኪና ከርኢ ዝክእል

6ናይ ፕሮፎርማ መከበሪ 5000 ቅርሺ ብቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻል ዶክመንትን ማሕተምን ገይሮም ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 25/03/2012 ክሳብ 03/04/ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

8 እቲ ጨረታ 03/04/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44