ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ነባርነት  መታወቅያ

2 ሰነድ ጨረታ 30 ብር ከፊሎም ጨረታ ዝወፀ ዕለት 1/03/2012 ጀሚሩ ክሳብ 15/03/2012 ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

3 መክበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ።

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / ደዊልካ ምሕታት ይካአል::