ማሕበር መናእስይ ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::

3 መክበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ስፒኦ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ምሰቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝክእል::

4 ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 27/02/2012 ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ማሕበር መናእሳይ ትግራይ ይኽፈት፡፡

6 ሰነድ ጨረታን ዝርዝር አፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 12 ፋ/ምም/ር ካብ ካሸር 100.00 ብር እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም እትኽአሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 27/02/2012 ክሳብ ዕለት 08/03/2012 ሽም፣ ኣድራሻ ፌርማ፣ ማህተምን ብምግባር ነብዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ አታዊ ይግበሩ::

7 ተጫራቲ ሳዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ፡፡

8 ታጫራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሰዓሮም ንብረታት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡

9 አብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ዉጭ ከምዝከዉን ንጨረታ መኸበሪ ዘትሐዞ ገንዘብ ናብ ካዝና ኣተዊ ኮይኑ ኣብ ካልኣት ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሕጊ ዉን ተሐታቲ ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ፡፡

10 አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝሆልዲንግ ዝኸፍል ቫት ድማ ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም ::

11 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

12 ኣብ ቀበሌ 03 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ኣታዊ ዝገብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 09 14 11 27 78 / 09 10 53 83 92 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል