ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘይብልኩምን ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 14/02/2012ዓ/ም ክሳብ 28/02/2012ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ትክአሉ

2 እቲ ጨረታ 28/02/2012 ልክዕ ሰዓት9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን፤

3ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-452872 ወይ 0344-450106 ምሕታት ይከአል፤