ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

4 እዚ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 41 76 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል