ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ናይ ነሓሰ 2011 ዲክለር ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 06/02/2012 ክሳብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45  59 98 41 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል