ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2  በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ ኤጀንስን ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 08 /03 /08 ዓ/ም ጀሚሩ ዒስራ ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

3  ናይ ጨረታ  መክበሪ ሲፒኦ  /CPO/ ብር 3000.00 /ሰለስተ  ሽሕ  ብር / ከትሕዝ ዝኽእል  ትክእል::
4  እቲ ጨረታ  ዕለት 08 /03 /08 ተጀሚሩ ዕለት 22/03/08 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ::

5 ጨረታ ዕለት 22/03/08 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ  ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት::

6 ነቲ መፅሓፍቲ አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘረክብ::

7  ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ::

8 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ  ቀደማይ ደብሪ::

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

10 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንትዊሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::