ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

2  ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

3 ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብኩም

4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገብርኩምሉ መረዳእታ

5 መኸበሪ ጨረታ ንነፍሰወከፍ 5000.00ቅርሺ ከተቕርቡ እትክእሉ

6 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መፂኢኩም ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ዕለት 27/12/2011 ክሳብ 05/1/2012ዓ/ም

8 ጨረታ 05/1/2012ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70 /03 42 41 01 17  ደዊልካ ምሕታት ይካአል