ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ዓመታዊ ምርመራ መኪና ዝገበረ

4 ሳልሳይ ወገን ኢንሽራንስ ዘማለአ

5 ድሕንነት ቀበቶ ዘለዎ ቅድሚያ ንህብ

6 መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብር ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ብሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ዝተሰርሐ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቕረብ

7  ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 23/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 04/13/2011ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 04/13/2011ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 4፡30 ይክፈት

9 ኣታ ተሽከርካሪት እትፅዕኖ በዝሒ ተሳፈርቲ ዝገልፅ ደብዳቤ ወይ ማስረጃ ከቕርብ ይግባእ

10 ሰነድ ጨረታ ብር 50.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይካኣል

11 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻና ፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትዉ ኢልካ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 01 38