ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ

1/ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝገቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2  በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 9/12/2011 ክሳብ 23/12/2011 ንሕድሕድ ዘይምለስ 50ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/12/2011 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረትቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ኣድራሻና - ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቀለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44- 40 73 35 ምርካብ ይካኣል