ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

ተ.ቁ

ዓይነት ምግቢ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ችፑድ  10ሚ.ሜ

ቁፅሪ

4000

2

ትፑድ 10ሚሜ 188*34ሳ.ሜ

ቁፅሪ

4000

3

ቁርፅራፅ ሓፂን

ቁፅሪ

-

4

ትፑድ 122*10ሳ.ሜ

ቁፅሪ

48

5

ካብ ፓሌት ዝተነቀለ ጣዉላ

ቁፅሪ

2300

6

ዘገልገለ ሙለር ቆርቆሮ

ቁፅሪ

55

7

ኣብ ክልተ ዝተቀደደ ቆርቆሮ

ቁፅሪ

62

8

ቁርፅራፅ ቆርቆሮ

ቁፅሪ

272

9

ተቆራሪፁ ዝደረቀ ባህርዛፋት

ቁፅሪ

ብኣካል ምርኣይ

10

ዝኣረገ ናይ መኪና ጎማ

ቁፅሪ

50

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 25/11/2011 ክሳብ ዕለት 05/12/2011

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ናየቲ ንብረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

5 ተጫረቲ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 5000 ብር /ሓምሽተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ኣድራሻና - ቢሮ ማይ ሃብቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ሓድሽ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ እልካ ዝርከብ ትካልና ብኣካል ብምርካብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም ክሳብ 05/12/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ብ ትካልናኣብ ዝርከብ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክግበር ይግባእ

ሓበሬታ ስልኪ- 09 14 03 48 20 / 09 14 72 78 88 ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ