ተ.ቁ | ዓይነት ምግቢ | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | ችፑድ 10ሚ.ሜ | ቁፅሪ | 4000 |
2 | ትፑድ 10ሚሜ 188*34ሳ.ሜ | ቁፅሪ | 4000 |
3 | ቁርፅራፅ ሓፂን | ቁፅሪ | - |
4 | ትፑድ 122*10ሳ.ሜ | ቁፅሪ | 48 |
5 | ካብ ፓሌት ዝተነቀለ ጣዉላ | ቁፅሪ | 2300 |
6 | ዘገልገለ ሙለር ቆርቆሮ | ቁፅሪ | 55 |
7 | ኣብ ክልተ ዝተቀደደ ቆርቆሮ | ቁፅሪ | 62 |
8 | ቁርፅራፅ ቆርቆሮ | ቁፅሪ | 272 |
9 | ተቆራሪፁ ዝደረቀ ባህርዛፋት | ቁፅሪ | ብኣካል ምርኣይ |
10 | ዝኣረገ ናይ መኪና ጎማ | ቁፅሪ | 50 |
ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 25/11/2011 ክሳብ ዕለት 05/12/2011
1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ
2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ
3 ናየቲ ንብረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል
4 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል
5 ተጫረቲ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 5000 ብር /ሓምሽተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል
6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ኣድራሻና - ቢሮ ማይ ሃብቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ሓድሽ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ እልካ ዝርከብ ትካልና ብኣካል ብምርካብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም ክሳብ 05/12/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ብ ትካልናኣብ ዝርከብ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክግበር ይግባእ
ሓበሬታ ስልኪ- 09 14 03 48 20 / 09 14 72 78 88 ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ