ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ግልጋሎት መኪና ኪራይ

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

 በዝሒ መዓልቲ

 ነፃላ ዋጋ ንሓደ መዓልቲ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

ብር

ብር

1.

ሚኒባስ መኪና ኪራይ 12 ሰብ እንትሕዝ

ንሰሜን ክ/ከተማ ቤት ፅሕፈት ክ/ልምዓት ንመሃንዲሳት ግልጋሎት እንትህብ ናብ ከባቢ እንደርታ ጠቅላላ ናይ ህንፃን መንገድን ተፋሰስን ፕሮጀክትታት ንምክትታል ን ካብ ሰዓት 2.00 ንጉሆ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓተ 12፡00 ናይ ምሸት ሰንበት እንተይሓወሰ እንትሰርሕ ብተወሳኪዉን ዘድሊ ፅገናን ነዳደን ሽፌርን እዉን ካብ በዓል መኪና ይከዉን  

መዓልቲ

180

  1. 1. በቲ ዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ቁፅሪ/ ፣ ናይ ድርጅት በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተም ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፐጾስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  2. 2.  እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም  ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት  3፣30 ቅ/ቀ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይኸዉን
  3. 3. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይነጁ 05 ዒላላ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሕልፍ ኢልካ ወይ ድማ ካብ ደምቦስኮ ንምዕራብ ገፅ ምፅእ ኢልካ እንትከዉን G+1 ቁፅሪ 11 ንርከብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ስልኪ ቁፅርና 0344417910 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ