አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

  • · ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑታት
  • · ናይ ፅሬት ኣቅሑት
  • · ማይ ቦጥ ምቅራብ
  • · ኮበርታ ዕደጊት

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ተጫራቲ ኣካዳሚና ብዘቐመጦ መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 23/11/2011 ዓም ክሳብ 25/11/2011 ዓም ሰዓት 10:15 ኣብ ዘሎ ግዘ ናብ ኣካዳሚና ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓም ድሕሪ ሰዓት 10: 15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10:30 ኣብኣካዳሚና ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344401989