ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን

ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን እዞም ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ዝኮኑ ንብረታት ንምውጋድ ክሸይጥ ስለዝደሊ ኣብ እዞም ንብረታት እዚኦም ኣብ ምዕዳግ ክትሳተፉ እትደልዩ ካብ ዕለት 9/11/2011 ክሳብ 21/11/2011 ኣብ ዘሎ ስራሕ መዓልታት ቢሮ ቁፅሪ 8ተ እናመፃኩም እቶ ንብረታት ብምርኣ ሰነድ ብምውሳድ ክትውዳደሩ ትክእሉ ምዃንኩም ብምሕባር እዚ ጨረታ ዝክፈትሉ ዕለት 22/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 እቲ ዘእተክምዎ ዋጋ ተከፊቱ ሰዓራይ ብምፍላይ ይሽየጥ፡፡

መተሓሳሰቢ ፡- ተወዳደሪ ክተማልእዎ ዝግብኣም

  • - ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ መታወቂያ ፎቶኮፒ
  • - ሰዓራይ ምስተነፀረ እቶም ንብረታት ኣብ ውሽጢ 3ተ ክወስዱ ኣለዎም፡፡

                        ብምሻጥ ዝውገዱ ንብረታት

ታ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ዝተበላሸወ

ሓ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

1

ሶኒ ፎቶ ኮፒ

ብቁፅሪ

3

3

2

ሳምሰንግ ፎቶ ካሜራ

ብቁፅሪ

1

1

3

የቪካ ፎቶ ኮፒ

ብቁፅሪ

2

2

4

ኒኮን ፎቶ ኮፒ

ብቁፅሪ

1

1

5

ፔንታክስ ፎቶ ካሜራ

ብቁፅሪ

2

2

6

ሚረንዳ ፎቶ ኮፒ

ብቁፅሪ

1

1

7

ቴፕ ሪከርደር ሶኒ

ብቁፅሪ

15

15

8

ፋክስ

ብቁፅሪ

3

3

9

ስካነር

ብቁፅሪ

1

1

10

ፕሪንተር

ብቁፅሪ

1

1

11

ቀፎ ስልኪ

ብቁፅሪ

6

6

12

ናይ መኪና ቅያር ሓፂን መፂን

ብኪሎ

60

60