1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ፤

2 ናይ ደቀቅትን ኣናእሽተይን መረዳእታ ክተቅርብን ትካላት ሰነድ ጨረታ ብነፃ ምውሳድ ትክእሉ፤

3 መኪና ክራይ ዝተወዳደረ ናይ ኢንሹራንስ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

4 መክበሪ ጨረታ ብር ናይ ግልጋሎት ጋራዥ 50000.00፣ ቀለምን ምምላእ ኮምፒዩተር ፅገናን ፎቶ ኮፒ ብር 3000.00 ሽሕ ብር፣ ካብዚ ወፃኢ ኣብ ላዕሊ ተገሊፆም ዘለው ብር 20000.00 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ

5 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማሀተምን ከዕርፍ ይግባእ፡፡

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 ብር እዩ

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 14/10/2011 ጀሚሩ ክሳብ 28/10/2011ዓ/ም ንተከታተለቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን /ፋይናንስ ምምሕዳር 4ይ ደብሪ እንዳገዛእኵም ምዉሳድ ይክእል።

8 ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ዋጋ ኣብ ናይ ትካልና ዘዳለዎ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጥራሕ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባለነት የብሉን።

9 እዚ ጨረታ ዕለት 28/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት።

10 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክከፈት ይክእል

11 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-420046