ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ናምበርን ዘቅርብ፤

2 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 04 ምልክታ ካብ ዕለት 06/10/2011ዓ/ም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 20.00 ብር ጥራሕ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፡፡ እቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ብስምዒ ወይ ተመሳሳሊ መንገዲ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናይ ተጫራታይ ሽምን ማህተምን ብምግባር ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታው ይከኣል፡፡

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ሲፒኦ/ ብጥረገንዘብ ብር 2000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ፤

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይከውን፡፡

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት፡፡

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

7 ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403728 ምድዋል ይከኣል፡፡