ሳባ እምነበረድ ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር

1 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ ጀሚሩ ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝርዝር ዓይን ንብረት ዝሓዘ ካብ ፋይናንስ ሳባ እምነበረድ ቢሮ እናመፃእኩም ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 100.00 ሓደ ሚኢቲ እናከፈልኩም ንክወስዱ እናዓደምና

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 2000.00 ክልተ ሽሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብቼክ ከትሕዝ ይግባእ፡፡

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንግሆ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ በስ.ቁፅሪ 0914-769741 ምድዋል ይከኣል፡፡