Sur Construction PLC

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

1 ተጫረቲ በቲ ዘፈር ናይ 2011 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ተጫረቲ 50,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ምስቲ ሰነድ ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎም፤

3 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ክራይ ንሓደ መዓልቲ ኾይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቲኦቲ ዝሓወሰ ክከዉን ይግባእ።

4 ዝሰዓረ መቅረባይ ዘቅርቦ ዓይነት ተሽከርካሪ ኣብ ሰነድ ጨረታ ንዝተዘርዘሩ ዓይነት ኢክፑመንት ናይ ምፅዓን ዓቅሚ ዘለዎ ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ከምዝርከባን ናይቲ ትካል በዓል ሞያ ዝተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ናብ ስራሕ ክዋፈር ዝክእል፤

5 ሰዓራ ዘቅረቦ ተሽከርካሪ ናይ 3ይ ወገን ሙሉእ ኢንሹራንስ ሸፋን ዘለዎ ምዃኑ ዘረጋግፅ ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ሒዙ ክቀርብ ይግባእ።

6 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብቲ ቤት ዕዩ ቢሮ ቁፅሪ 4 ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ፤

7 እዚ መሰረት ሰብ ዋናን መካረይቲ ዝኾንኹም መቅረብቲ ትካላት ኣብዚ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።

8 እቲ ጨረታ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ዕለት 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት። ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ናይ ጨረታ ሰነድ ንምኽፋት ኣይዕገትን።

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 06 ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሪ 04 ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል እዩ፡፡