ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ነጋዶ ምዃንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ 2011 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (ቲን) ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ክተቅረቡ እትኽእሉ፤

3 መቅረብቲ ካብ ዕለት 09/07/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/07/2011 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ኤጀንሲና ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ ንብረትን 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 102 ዘይምለስ ብር 30.00 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታው ይከኣል።

4 ተጫረቲ ምስ ሰዓሩ ሒሳብ  ኣታዊ ንክገብሩ ይግደዱ፡፡

5 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ንምኸፋት አይተዓናቀፍን።

6 ኤጀንሲና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል።