ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ

ከማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት ስለዚ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕደም

 1ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2011 ዓ/ም ዘሐደሱን

2 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ፀብፃብ ዝገበረ

4 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ካብ 06/06/2011ዓ/ም ክሳብ 26/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ምዉሳድ ይከኣል፤

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 26/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አቅርቢዎ ቆፂሩን ዘረከብ

8 እቲ ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0348-440778 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ