ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሰነ ወርሒ 2010 ዓም ዲክለር ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምዝገባን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

5 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ 50000.00 ከቅርብ ዝክእል፤

6 ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፤

6 እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል፤

7 እዚ ጨረታ ከመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምካኑ ይሕብሩልና፤

8 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ፤

9 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ፤

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ፤

11 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

12 እዚ ጨረታ ዕለት 12/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኩሎ ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345-599841 ምድዋል ይካኣል እዩ