ኮሌጅ ኢንስቲትዩት የቴክኖሎጂ ፖሊዮ

1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለዎ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN NAMBER/ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ሓምለ/ 2007 ዓ/ም ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::

  1. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::
  2. 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::

6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር ጥራሕ/ ብምኽፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ ( መሰረት ካምፓስ ) ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 08 ካብ 03/01/ 2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ  ዕለት 24/01/2008 ዓ/ም ሰዓት 11:00  ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ደኹሜንትኹም  ኦርጀናልን  ኮፒን ብምባል ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪንሎት 1 ብር 3000.00

  ብ CPOብጥረ ገንዝብ /በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ እትክእሉ::

8 እቲ ጨረታ ዕለት 25/01/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ/ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ  ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 ተጫረቲ አብ ዝኮነ እዋን ኦርጅናልን ዶክሜንትኹም ክተቕርቡ ትካልና ኣብ ዝሐቶ ግዜ    

እተቕርቡ  ምካንኩም::

11 ተጫረቲ ዘእተዎ ናይ ጨረታ VAT ዝሃወሰ ክክዉን ይግባእ::

12 ተጫረቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ መቀለ ፖሊ ኮሌጅ ተርክቡ::

13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቐፅሪ 0344404592  ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩም  ንሕብር::