ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ታሕታይ ኣድያቦ

1 ተወዳደርቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምሕዳረን ብነፃ ካብ 10/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ምውሳድ ይክእሉ

2 እቲ ፕሮፎርማ 18/05/2011ዓ/ም ሰዓት 2:20 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 2:30 ይክፈት

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-500600 ምድዋል ይከኣል