ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቅ

 በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶን መቕረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ብእዋኑ ዝተሐደሰ ናይ 2009 ዓም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን፣ተጫረቲ ተወሳኪ ታክስ ተመዝገብቲ ዝኾኑን  ዘሓድሽ ናይ መቕረባይ ወረቀት ምስክር: ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ(TIN) ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ዋናን ኮፒን ከቅርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ አለዎም::

2 ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኸበሪ ናይ ዝጫረትሉ ጠቅላላ ዋጋ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ፤

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ቦታ ዞባ ምብራቕ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዓዲግራት ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቑፅሪ 23 ብር 20.00 ብምኽፋል ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 06/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 21/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን::

4 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 7:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዞባ ምብራቕ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዓዲግራት ምምሕዳር ንብረትን ይኽፈት::

5 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣሰር ዝኽእል፤

6 ተወሳኺ መረዳእታ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ምርኣይ ይከኣል።

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መንገዲ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 4-452249 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::