ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ዝህቦ ግልጋሎት
ንቤት ፅሕፈት
ንክሊኒክ
ንንግዲ ትካል
ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 11/10/2006 ዓ/ም ይኸውን
ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕሸገሉ 16/10/2006 ዓ/ም ሰላት 6፡00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30
ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝኽፈት ይኸውን
ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኹቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ እቲ ገዛ ዝርክበሉ ክፍለ ከተማ ሓድነት ናይ ቀበሌ 18 ናይ መስከረም ሆስፒታል ኣስፋልት መንገዲ ወዲእኻ ናብ ኮብልስቶን ክተኣቱ መስቀለኛ መንገዲ።