ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በዚ ዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ (ቲን ናምበር) ዘለኩም

3 ናይቲ ዘፈር ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም

4 በቲ ዘፈር ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዘለኩም

5 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሕሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ተእትዉ

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክትወስዱ ትክእሉ።

7 ኩነታት መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን እቲ ንብረት ብናይ ሆስፒታል ሽራሮ ዝሽፈን ይከውን።

8 ሰዓራይ ጨረታ ዝሰዓርክምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዝብ ወይ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ ወይ እዉን ቼክ 10% ዉዕሊ መከበሪ ክተትሕዙ አለኩም።

9 መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ብሕጋዊ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 5000.00 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

10 ሰነድ ጨረታ ካብ 17/03/2011ዓ/ም ክሳብ 3/04/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ።

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 03/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 03/04/2011 ዓ/ም 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን።

12 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ 60 መዓልቲታት ይከዉን።

13 እቲ ቤት ዕዩ ሰዓራይ ካብ ዝመረፀሉ እዋን ዝግዛእ ንብረት ክም ኣድላይነቱ ካብ ነብስ ወከፍ ንብረት 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለዎ።

14 ናይ ነብሲ ወከፍ ንብረት ዋጋ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ሰንጠረዥ ብንፁር ክምላእ አለዎ።

15 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348-500071 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።