ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ  ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/  መረጋገፂ ዘቅርቡ: ካላውዶ ዝገበረት ፣ ኢንሹር ዝኾነት፣

2 በዚ መሰረት  ዝተዳለወ ዝርዝር ሓበሬታ ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይካአል::

3 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም  ጀሚሩ 21/03 /2011 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀው።ብተመሳሳሊ ዕለት 21/03/2011 ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት።

ኣድራሻና - ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-400177 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::