መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቐኒ

በዝሒ

ንፅል ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

Wood form work 4000x300x250mm

Pcs

70

ናይ ቱርኪ

ድምር

ቫት15%

ጠ/ድምር

 ናይ ጨረታ ረቋሒን ኩነታትን

1 ናይዚ ዓመት ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ  ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ሰነድ ከቅርብ ዝኽእል

3 ተጫረቲ ዋጋ ክመልኡ ከለው ቫት ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑን ዘይምዃኑን ብግልፂ ክገልፁ ኣለዎም። ተዘይተገሊፁ ግና ዝእተውዎ ዋጋ ቫት ከምዝሓወሰ ተገገይሩ ይውሰድ።

4 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብር 30,000.00 ( ሰላሳ ሽሕ) ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ናይ ጨረታ ፖስታ ኣብ ሓደ ብምግባርን ብምእታውን ከቅርብ ኣለዎም።  (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ:: ኣብ ፖስታ ዘይተዓሸገ ጥረ ገንዘብን (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

5 ተጫረትቲ ዘይምለስ ሓደ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተጨማሪ እሴት ታክስ ዶክሜንት ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ጨረታ ዋጋ ብፖስታ ዝተዓሸገ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ይኽእሉ።

6 ጨረታ ዶክሜንት ማህተምን ፊርማን ክዓርፎ ኣለዎ። ማህተምን ፊርማ ዘይብሉ ተቐባልነት የብሉን።

7 ተጫረቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ኣድላይ ሰነዳት ብምትሕሓዝን ዋጋ ብምምላእን ካብ ዕለት 13/11/2018 ክሳብ 06/12/2018 ኣ ፈ ኩሉ ግዜ ብስራሕ ሰዓት ኣብ  ኣብ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ መምርሕ ኮንስትራክሽን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ።

8  እቲ ጨረታ ዕለት 06/12/2018 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብዕለት 06/12/2018 ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት።

9 ተጫራቲ ሰዓራይ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ኣብ ሓሙሽተ (5) መዓልቲ ውሽጢ ከረክቡ ኣለዎም።

 10 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 034442400305/0342400265 ይደወሉ