ሆስፒታል ዉቅሮ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድን ንግዲ ስራሕ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ብቢሮ ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ናይ ግብሪ ከፋልቲ መለለይ ካርድ ቲን ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ዘቅርቡን ናይ ሞያ ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ዘቅርብ

3 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርብ     

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርተፊኬት ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 10000.00 ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ እዚ ምልካታ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/02/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 50.00  ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ካብ ሓ/ሆ/ውቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 1 ምዉሳድ ይክእሉ።

6 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ቫቱ ዊዝሆልዲንግ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣተዊ ይገብሩ።

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ዉቅሮ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 01 እዩ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 03/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተተረኪቦም ይምረፅ።

9 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቀመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይኑሎም መብርሂ (መማሓየሺ) እንተሃልዩዎም  ናይ ጨረታ መክፈቲ ዕለት ቅድሚ ምብፅሑ ቅድሚ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብፅሑፍ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርብ ይክእል

10 ቤት ዕዮና ጨረታ ምስ ተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቱ ዝዕደግ መድሓኒት ወይ ናዉቲ ሕክምና   በዝሒ ክሳብ 20%  ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

11 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ መድሓኒት ወይ ናዉቲ ሕክምና ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ናብ ሆስፒታል ፋርማሲ እሰቶር ኣታዊ ጌሮም ሓሳቦም ክዉስዱ ዝክእል

12 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ መድሓኒት ወይ ናዉቲ ሕክምና ዉዕሊ ብምእሳር 10%  ናይቲ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ መኸብሪ ብዝተረጋገፀ ባንኪ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዝብ ክትሕዙ ግዴታ አለዎም።

13 ሰዓራይ ምዃኑ ዝተነገሮ መቅረባይ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ክሳብ ዕለት 15/04/2011 ዓ/ም ከቅርብ ዝኽእል ተወዳዳራይ ጥራሕ ይመልእ።

14 ካብ ዘቅረበናዮ ረቋሒታት ወፃኢ ዘመልአ ተቀባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ፈሊጡ ክወዳደር ይግባእ።