ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

1 ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ንገዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ካብ ዕለት 12/10/2018 ጀሚሩ -20/10/2018 ኣ.ፈ ናብ ዲ.ቢ.ኤል ዋና ቢሮ ምቅራብ ይከኣል።

3 ናይ ንግዲ ክፍሊት ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረደእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

4 ዋጋ ናይቲ ዘገልገሉ ዕንፀይተን ጣዋሉን ብኪሎግራም ከቅርብ ኣለዎ።

5 እዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስተበሃለ አብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ምሉእ ክፍሊት ከፊሉ እቲ ንብረት ብናይ ዓርሱ መፅዓኒን መጓዓዝያን ከልዕል ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።

6 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ምሉእ ናይ ትካልኩም ማሕተምን ሽምን ይጠቀሙ

7 እቲ ትካል ዘሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ በሰ.ቁፅሪ 0914-708993 ምድዋል ይከኣል።