አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ሕጋዊፈቃድዘለኩምንናይ 2010 ዓ/ምግብሪከፊልኩምንግዲፍቃድዘሐደስኩም

2 Tin Number ተመዝገብቲዝኮኑ

3 ብዝወፀዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረትክተቕርቡትክእሉ

4 ሰዓራይንዝሰዓሮንብረትኣብዉሽጢ 5 መዓልቲዉዕሊኣሲሩኣብዉሽጢ 30 መዓልቲከቅርብዝክእል

5 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ንናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክለራስዩን ክተቕርቡ ትግደዱ ምዃንኩም ንሕብር።

5 ጨረታሰነድብር 50.00 /ሓምሳብር/ ከፊሉክዕድግዝክእል

6 ጨረታመክበሪ 2% ቅድሚጨረታምክፋቱከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮንብረት 5% ዉዕሊመክበረብጥረገንዘብወይስፒኦከትሕዝዝክእል

7 ጨረታሰነድዝሽየጠሉካብዕለት 16/10/2011 ኣ.ፈ( 06/02/2011 ዓ/ም) ጀሚሩካብቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስኣብቤትፅሕፈትማሕበርደቂኣንስትዩትግራይሳልሳይደብሪምዉሳድዝክእል፤

9 ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት 22/10/2018 ኣ.ፈ (12/02/2011 ዓ/ም) ሰዓት 6:00 ቀትሪኮይኑ ጨረታሳንዱቅዝክፈተሉዕለት 22/10/2018 ኣ.ፈ (12/02/2011 ዓ/ም) ሰዓት 9:00 ድሕሪሰዓትተጫረቲወይሕጋዊተወከልቲኣብዝተረከብሉይክፈት።

11 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ