ሆስፒታል ኮረም

1 ብመድሓኒትን ና/ሕክምናን ምክፍፋል ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2010/2011 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ከቕርቡ ዘኽእሉን

2 ብዘፈርዓውደስራሕመድሓኒትንና/ሕክምናንዝተመዝገብሉቲንናምበርዘዎምንከቕርቡዝኽእሉን

3 በቲ ዘፈር ስራሕቲ መድሓኒትን ና/ሕክምናን ዝተመዝገብኩምሉ መቅረባይነት ዘለዎምን ከቕርቡ ዝኽእሉን

4 ዝተሐደሰ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዘለኩምን ክተቅርቡ እትክእሉን

5 እቲ ሰነድ ጨረታ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ብጥንቃቄ ተመሊኡ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብዝተፈላለየ ዝተዓሸገ ስምዒ ፖስታ ይቐርብ።

6 ተጫረቲ ሰዓራይ ዝኮነ ኣካል ብመሰረት ዝኣተዎ ዉዕሊ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ መፅዓኒን መራገፊን ናብ ሆስፒታል ኮረም ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 23/01/2011ዓ/ም ክሳብ 08/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣበ ኮረም ሆስፒታል ፋይናንስ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል። መከበሪ ጨረታ 6000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ኣብ ኮረም ሆስፒታል ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረተ ኣታዊ ይገብሩ።

8 ሰነድ ጨረታ 08/02/2011 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ብዝይገድስ ሰዓት 4፡30 ኣብ ሆስፒታል ኮረም ይክፈት

9 ተጫረቲ ኣብ ዝወሰድዎ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃሊዎም ጨረታ ንምክፋት 3 መዓልቲ ክተርፎ ከሎ እንተቅሪቦም ሕቶኦም ተቀባልነት የብሉን።

10 ኣብ በዝሒ 20% ናይ ምውሳኽን ምቅናስን መሰል ሆስፒታልና ዝተሓለወ እዩ።

11 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510059 /0914-751209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል